Achieve smooth, salon-style hair at home with Rubi-Rose hair straighteners. Adjustable 180°C–240°C suits all hair types, including thick and curly. PTC heating and ceramic plates ensure even heat and reduce damage, while the ceramic coating locks in moisture, controls frizz, and adds shine. Auto shut-off after 1 hour for safety. Perfect for sleek, healthy-looking hair. ✨
ቅድሚ ምእዛዝኩም እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣንቢብኩም ክትእዝዙ ነማክረኩም::
* እዚ መመሸጥ ንሉስሉስን ተሪርን ጾግሪ ከምዝምሽጥ ዋላ እኳ እንተተሰረሐ፤ ብፍሉይ ግን ንፍሪዝን ቆርጫጭን ጾግሪ ብዝለዓለ ዋዒ ከይተቃጸለ ንክምሽጥ PTC Material Ceramic ዝተበሃለ plate ተሰሪሑ * ካብ 110°C ክሳብ 240°C ስለዝረስን ጾግርካ ዝደለካዮ ስታይል ክትገብሮ ይሕግዝ * ንዋዒ መቆጻጸሪ + - መጠወቂ ኣለዎ * ኤለትሪክ ገመዱ ንውሓቱ 2 ሜተር ኮይኑ ምስቲ መመሸጢ ዝገጠመሉ ከባቢ ንከይጠናነግ 360 ዲግሪ ይዘዋወር * እዚ መመሸጢ ረሲዕካዮ ወሊዕካ ምስ ትገድፎ፤ ድሕሪ 1 ሰዓት ባዕሉ ስለዝጠፍእ ብዝያዳ ውሑስ ይገብሮ * ካብታ ዝተገዘኣታ መዓልቲ ጀሚራ ውሕስነት ን 6 ወርሒ ስለዘለዎ ባኩኡ ክትዕቅብዎ ኣለኩም
