ZOMAY SHOP
100% Human Hair - T Lace Glueless Wig - Mixed Color (T ሌይስ ባሩካ ብዘይ ግሉ ዝምለስ)
100% Human Hair - T Lace Glueless Wig - Mixed Color (T ሌይስ ባሩካ ብዘይ ግሉ ዝምለስ)
4.83 / 5.0
(12) 12 total reviews
Couldn't load pickup availability
Original 100% virgin human hair, unprocessed.
Can be straightened & coloured.
Soft & Healthy hair ends, no tangling.
Click the sizes to see how they look ^
ቅድሚ ምእዛዝኩም ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣንብብዎ
*ኦርጅናል 100% ከሚካል ዘይጠዓመ ሁማን ሄር ኢዩ
*ብዘይ ግሉ ዝምለስ ኢዩ
*ፓለስትራ ክምሸጥ ከምኡ ውን ሕብሪ ክልከ ይከኣል
*ንከይሞልቕ ከምኡ’ውን ከተጽብቦን ከተግፍሖን እንተደሊካ ተወሳኪ ሓጋዚ ደረጃታት ዘለዎ ዓይነት ፕላስቲክን ሓጺንን ኣለዎ
*ሞዴል ጌራታ ዘላ ባሩካ 20 inch ኢያ
*ብዝሑ ይኩን ሕብሩ ልክዕ ከምዚ ኣብ ስእሊ ትርእይዎ ዘለኩም ስለዝኮነ ምምላስ ኣይፍቀድን
*ተወሳኪ መብርሂ እንተደሊኩም ኣብ ዋትስኣፕ 0031685174355 ዘለኩም ሕቶ ጽሓፉልና
Please note: No refunds on all Human Hairs.
Any Questions please contact customer service via WhatsApp: 0031685174355
Share

100% Human Hair - T Lace Glueless Wig - Mixed Color (T ሌይስ ባሩካ ብዘይ ግሉ ዝምለስ)
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፎኪስ ኢዩ ኣነ 22 እንቺ ኢየ ኣዚዘ ከምዚ ከማይ መጀመርታክን እንተ ኮይኑ እቲ ኣብ ቅድሚት ዝርከብ ሺሙ ኣይፈለጥኩዎን ኣለኩ ቆሪጽኪ ስደድልና በላኣ። ዘይትክልኦ እንተ ኮንክን ኣነ ፈሪሐዮ ንሰብ ኢየ ቁረጻለት ክብል። ኣዝዛ ኣተባብዓኣ ሓፍትና ኢያ ንሳ እውን ሓላፍነታዊት ኢያ
Heel tevreden !!!
The hair was really beautiful. I loved it😍😍
Thank u so much marey. I like the hair it is very good quality I recommend